Fackböcker
Telmeden - körkortsboken på tigrinja
av Mebrahtu Bereket
422 kr
Beställningsvara – levereras inom några dagar
Om boken
Telmeden(körkortsboken på tigrinja) är en boken som är baserad på svensk trafikregler och kommer utan tvekan att vara en referens för att ta ett teoriprov på Tigrinja. Varje kapitel i den här boken förklaras väl i form av texter, bilder och illustrationer. ንመምርሒ ፍቓድ ማኪና ንምውጻእ ዝሓቶ ግዜን ጻዕርን ቀሊል እኳ እንተዘይኮነ፡ ብቋንቋኻ ምስ ዘይከዉን ድማ ዝያዳ በዳሂ ከም ዝገብሮ ኩልና ንስሕቶ ኣይኮነን። ሕጋጋትን ክልሰ-ሓሳብን ምዝዋር ማኪና ኣድማሳዊ ምስ ምዃኑ ድማ በቲ እንመልኮን እንኽእሎን ቋንቋ ኣጽኒዕናን ተረዲእናን ኣብ ዝበዘሓ ሃገራት ማኪና ምምራሕ ዘጸግም ከምዘይኮነ ኩልና ንግንዘቦ ሓቂ እዩ። ስለዚ ከኣ እዩ መጽሓፍ ተልመዴን ክትዳሎን ክትጻሓፍን ኣገዳሲ ዝኾነ። እዛ መጽሓፍ’ዚኣ ኣብ ናይ ሽወደን ሕግታት ትራፊክ ሙርኩስ ጌራ ዝተጻሕፈት ኮይና፡ ኣብ ዝበዘሓ ምዕቡላት ሃገራት ድማ መወከሲ ከም ትኸውን ዘጠራጥር የብሉን። ሓደ ሓደ ኣብ ኣጸዋውዓን ሕብሪ ምልክታት ትራፊክን ፍልልያት ክህሉ ከም ዝኽእል ርዱእ ኮይኑ፡ ኣብ ዝበዝሓ ሃገራት ግን ኣብቲ መሰረታዊ ሕግታት ትራፊክ ዳርጋ ተመሳሰሊ እዩ።